Tigrinya ?? تغرينية ትግርኛ تجريني

57 تغرينية : ትግርኛ ـ ኢስላም – አስ’ሱና ናይ እስልምና ኮሌጅ፤ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር ዶክተር ሐይሰም ሰርሓን
اللغة التغرينية
(بالتغرينية: ትግርኛ)‏

YouTube

https://youtube.com/playlist?list=PLBFEt29we81QNO-dddB6-iTGju76OX2hY

Facebook
https://www.facebook.com/pg/57-%D8%AA%D8%BA%D8%B1%D9%8A%D9%86%D9%8A%D8%A9-%E1%89%B5%E1%8C%8D%E1%88%AD%E1%8A%9B-111895096952552/community/

Telegram
https://t.me/tagrini

https://whatsapp.com/channel/0029Va8UMZqF6sn4i4hjBC0r

?https://sarhaan.com/a/tigrinya-%d8%aa%d8%ba%d8%b1%d9%8a%d9%86%d9%8a/

site
https://alsarhaan.com/tig

Tigrinya – تجريني تغرينية بالتغرينية: ትግርኛاللغة التغرينية هي اللغة القومية والرسمية لدولة إريتريا كونها لغة منطوقة ومقروءة على عكس اللغات المحلية الأخرى، وتعتبر لغة من اللغات السامية الجنوبية التي تنتشر في شرق أفريقيا، وهي اللغة الرسمية التي تستخدم في إريتريا، ويبلغ عدد متكلميها 6.7 مليون. منقسمين ما بين إريتريا وإثيوبيا.

ሰለስቲአን መሰረታት ማለት ሕፅር ብዝበለ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ ማለት እዩ።

Share this book                  ብሽም አላህ አዝዩ ራህራህን አዝዩ ዝሓዝንን ኩሉ ምስግና ንአላህ ይኹን ፤ ነመስግኖ፣ ረድኤቱን ምሕረቱን ንልምኖ፣ ካብ ኽፍአት ነፍስናን ሕማቅ ስራሕትናን ብአላህ ንሕሎ፤ አላህ ንዝመርሖ ዘጋጊ የብሉን፤ ንዘጋገዮ `ውን መራሒ የብሉን፤ ብዜካ አላህ ናይ ብሓቂ ዝግዝኡዎ ወላ ሓደ ኸምዘየሎ፤ ብሕታውን መሻርኽቲ ዘይብሉን ምዃኑ ሙሓመድ ﷺ ድማ ባርያኡን ልኡኹን ምዃኖም ይምስክር። ብምቅፃል፡ ናይ መብራህርሂ

ሰለስቲአን መሰረታት ማለት ሕፅር ብዝበለ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ ማለት እዩ። Read More »

መብራህርሂ ናይ «መፍረስቲ ኢስላም»

Share this book                  መብራህርሂ ናይ «መፍረስቲ ኢስላም» ኢማም ዳዕዋ ሸይኹል ኢስላም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ቢን ሱለይማን አት‐ተሚሚይ ረቢ ይርሓመሉን በቲ ገፊሕ ጀነቱ ያእትዎን መብራህርሂ ዝኸበሩ ሸይኽ ሀይሠም ቢን ሙሓመድ ጀሚል ሰርሓን ሕሉፍ መምህር ቤት ትምህርቲ ኽቡር መስጅዱ ነበውይን ናይ ታእሲለል ዒልምይ ዌብሳይት ሓላፊን

መብራህርሂ ናይ «መፍረስቲ ኢስላም» Read More »

Scroll to Top