ابو بكر الصديق رضي الله عنه
<اللغةالتايلاندية>
ท่านอบูบักร อัซซิดดีก รอฎิยัลลอฮุอันฮุ
(ภาษาไทย)
เงื่อนไขของการปฏิญานตนว่า ลาอิลาฮะอิลลัลลอฮฺ (ภาษาไทย)
شروط لا إله إلا الله
<اللغةالتايلاندية>
เงื่อนไขของการปฏิญานตนว่า ลาอิลาฮะอิลลัลลอฮฺ
(ภาษาไทย)
อิหม่ามอัลบุคอรีย์ (ภาษาไทย)
الإمام البخاري
<اللغةالتايلاندية>
อิหม่ามอัลบุคอรีย์
(ภาษาไทย)
มารยาทเกี่ยวกับการการจาม (ภาษาไทย)
احكام العطاس
(التايلاندية)
มารยาทเกี่ยวกับการการจาม
(ภาษาไทย)
บทบัญญัติว่าด้วยเรื่องของการละหมาดญะมาอะฮฺ (ภาษาไทย)
احكام صلاة الجماعة
(التايلاندية)
บทบัญญัติว่าด้วยเรื่องของการละหมาดญะมาอะฮฺ
(ภาษาไทย)
มารยาท เกี่ยวกับการตื่นนอน (ภาษาไทย)
آداب الاستيقاظ من النوم
(التايلاندية)
มารยาท เกี่ยวกับการตื่นนอน
(ภาษาไทย)
อะกีเกาะฮฺ กฎเกณฑ์และเงื่อนไข (ภาษาไทย)
العقيقة.. أحكام وشروط
<اللغةالتايلاندية>
อะกีเกาะฮฺ กฎเกณฑ์และเงื่อนไข
(ภาษาไทย)
การประกอบพิธีอุมเราะฮฺ
مناسك العمرة การประกอบพิธีอุมเราะฮฺ اللغة التايلاندية ภาษาไทย
መብራህርሂ ናይ «መፍረስቲ ኢስላም»
መብራህርሂ
ናይ
«መፍረስቲ ኢስላም»
ኢማም ዳዕዋ ሸይኹል ኢስላም
ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ቢን ሱለይማን አት‐ተሚሚይ
ረቢ ይርሓመሉን በቲ ገፊሕ ጀነቱ ያእትዎን
መብራህርሂ ዝኸበሩ ሸይኽ
ሀይሠም ቢን ሙሓመድ ጀሚል ሰርሓን
ሕሉፍ መምህር ቤት ትምህርቲ ኽቡር መስጅዱ ነበውይን
ናይ ታእሲለል ዒልምይ ዌብሳይት ሓላፊን
ሰለስቲአን መሰረታት ማለት ሕፅር ብዝበለ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ ማለት እዩ።
ብሽም አላህ አዝዩ ራህራህን አዝዩ ዝሓዝንን
ኩሉ ምስግና ንአላህ ይኹን ፤ ነመስግኖ፣ ረድኤቱን ምሕረቱን ንልምኖ፣ ካብ ኽፍአት
ነፍስናን ሕማቅ ስራሕትናን ብአላህ ንሕሎ፤ አላህ ንዝመርሖ ዘጋጊ የብሉን፤ ንዘጋገዮ
`ውን መራሒ የብሉን፤ ብዜካ አላህ ናይ ብሓቂ ዝግዝኡዎ ወላ ሓደ ኸምዘየሎ፤
ብሕታውን መሻርኽቲ ዘይብሉን ምዃኑ ሙሓመድ ﷺ ድማ ባርያኡን ልኡኹን
ምዃኖም ይምስክር። ብምቅፃል፡
ናይ መብራህርሂ መእተዊ
ሸይኹል ኢስላም፤ ናይ ዳዕዋ ተውሒድ ሙጀዲድ፤ ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ
ቢን ሱለይማን አት‐ተሚሚይ ፤ ብኻሊእ ሽሞም አቡ‐ል‐ሑሰይን ይበሃሉ።
ብመንደር ዑየይና ብ 1115 ዓ. ሒ. ተወሊዶም ዝሞቱሉ ድማ ብ1206 ዓ. ሒ. አብ መንደር
ዲርዒያ እዩ።











